Historia och arkeologi

Ona and Besik-Dira ዖናን በስክዲራን

av Netsereab Azazi

Utgiven av Hdri Publishing

Format

Häftad

Sidor

552 sidor

Språk

Tigrinska

Utgiven

dec. 2024

Jämför priser

Från 335 kr
Adlibris
Bästa pris
335 kr
Bokus
336 kr
Akademibokhandeln
439 kr

Priserna uppdateras löpande från säkra och trygga butiker.

Om boken

"ዖናን በሰክዲራን ህልቒት ዓድታት ሰንሒት 1970-71" ዛንታታት ተመኩሮ ገድሊ ቅጺ 11 ድሕር'ቲ ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ጀነራል ተሾመ እርገቱ ብ21 ሕዳር 1970 ኣብ መገዲ ኣስመራ ከረን ኣብ ባልዋ ብድብያ ተጋደልቲ ምቕታሉ፡ ክሳብ ፈለማ ለካቲት 1971፡ ኣብ ብዙሓት ዓድታት ሰንሒት ኣዝዩ ኣሰቓቒ ግፍዒ ተፈጺሙ። በቲ ብቕትለት ጀነራል ተሾመ ዝያዳ ዝተጋደደ መንግስታዊ ናይ ግፍዒ ፖሊሲ ኣብ ዖና፡ በሲኪዲራ፡ ገለብ፡ ደብረሲና፡ ሃብረንጋቓን ካልኦት ዓድታትን ብጠቕላላ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰለማዊ ህዝቢ ሃሊቑ። በዚ ምኽንያት'ዚ ኣብ ብዙሕ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣንጻር ግዝኣት ኢትዮጵያ ሰፊሕ ተቓዉሞ ኣርእዮም። እዛ ኣብ ቅጽታት ዛንታታት ተሞኩሮ ገድሊ መበል 11 ቅጺ ዝኾነት " ዖናን በስክዲራን፡ ህልቂት ዓድታት ሰንሒት 1970-71'' እምበኣር ከም መቐጸልታ ኣብ'ዚ ቅጽታት'ዚ ብ2017 ከም ቕጺ 8 ዝተሓትመት "ግፍዒ"፣ ነቲ ሽዑ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝወረደ ኣሰቃቒ ህልቂት ብልሳን'ቶም ግፉዓት ብዝርዝር መዝጊባቶ'ላ። እዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ ካብ ውጻእ መዓት፡ ስድራቤት ግዳያትን ናይ ዓይኒ መሰኻክርን እናተቐንዘዉ ኣብ ዘቕረቡዎ ምስክርነት ዝተመስረተት'ያ።

Fler böcker av Netsereab Azazi

Bästa pris335 kr
Gå till butik